Menu

KIP ANDROID APPLICATION CREATOR 

KIP APPLICATION CREATOR

KIP APPLICATION CREATOR

We can creat app with descriptions and administration to the client for their

-Business(market)

-Promotional activity

-Entertainment

-Media(journalism)

application description

-app name

-app icon selection

-app with or with out launching message

-app with or with out user registration to the service

-app with user registration and request to approve service 


what is included during opening app

-Top bar

*Notification bar,shear bar,ads remove bar,Exit bar

-main bar

*Section bars acording to design and purpose of the app

-bottom bar

-client's service and app administration link

*notification messeging

*conversation

*user review and approve

*Ads networking

*product managment

*statics (daly useg and instulation report)

***Final payment is fulfill after the app is published in play store***

contact us +251980468905 telegram,whatsapp or imo

   Enjoy the world with dowing online market,promotion,Entertainment and journalism!!

   " simple difference"

    GOOD LUCK!

ተሰሪሖም አብተግባር ዝወዓሉ መተግበርቲ የውርዱ

1.DOWNLOAD  ሓርነት media

እዚ ሚድያ :-መዛናግዒ,ዜናን እዋናዊ ዛዕባታትን,ፓሊስን ስትራተጅን ውድት ፓለቲካ,መግለፂ ቅዋም,ዜና ስፓርት,ምልክታ,ዕዳጋ,ዲስቲቪ,ሬድዮ,ቀጥታ ስርጭት,ምልላይ ግልጋሎት ሓዉሱ ዝተሰርሐ አንድሮይድ መተግበሪ እዪ።

1.መዛናግዒ አብ ሓርነት ማድያ

እዚ ኩሎም ተጠቀምቲ ሓርነት ሚድያ ደርፍተታት ትግርኛ,አምሓርኛ,ኦሮምኛ ከምኡ ድማ ኮመዲን ተካታተልቲ ድራማታት ዝልጥፉሉን ዘውርዱሉን ክፍሊ እዪ።

2.ዜናን እዋናዊ ዛዕባን ስፓርትን

እዚ ብምምሕዳር ሓርነት ሚድያ ዝተረከበ ሓበሬታ ዝመሓላለፈሉ ክፍሊ እዩ።

3.ፓሊስን ስትራተድን,ቅዋም መግለፂ

እዚ ውድባት ፓለቲካ ብቀጥታ ባዕሎም ፓሊሲኦምን ስትራቴጅካል ስራሖምን ዝልጥፍሉ ክፍሊ እዪ።

4.ምልክታ አብ ሓርነት ሚድያ ካበይ ይርከብ?

ኩሎም መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ከምኡ ድማ ናይ መንግስቲ መሓውር ቢሮታት ብቀጠታ ባዕሎም ምልክታ ዝልጥፋሉ ክፍሊ እዩ።

5.ሓበሬታ ወሃብቲ ግልጋሎት አብ ሓርነት ሚድያ ካበይ ይርከብ?

ኩሎም መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ግልጋሎቶምን ስራሖምን ንምልላይ ብቀጥታ  ዝልጥፍሉ ክፍሊ እዩ።

6.ዕዳጋ አብ ሓርነት ሚድያ

ትካላት ንግዲ  ወቅታዊ ንግዳዊ ስራሕቶም አብ ኦንላይን ብምእታው ምስ ዓደግቲ ዓማዊሎም ዘራክብ ክፍሊ እዩ። እዚ ድልየት ዘለዎም ነጋዶ ዘተአናግድን  ብቀጥታ ባዕሎም ዘመሓድርዎን ዝለሰጥፋሉን ክፍሊ እዪ።

7.ሲኒማ

ሲኒማ ሓደሽቲ ዝተሰርሑ ናይ ትግርኛን አምሓርኛን ፊልሚታት ዝመሓላለፍሉ ክፍሊ እዩ። እዚ ክፍሊ ናብ ተጠቀምቲ ሓርነት ሚድያ ብዝለአክ password ይክፈት::

8.ቀጥታ ስርጭት

እዚ አብ ስቶድየማት ዝግበር ጨወታታትን ዓበይቲ ውራያት ህዝብን ብቀጥታ ስርጭት ዘመሓላልፍ ክፍሊ እዩ።

2.DOWNLOAD መሸጢ ገዛ

መሸጢ ገዛ ሓበሬታ ዝሽየጡ ገዛውቲ አብ ኩሎም ከተማታት ኢትዮጽያ ብምእካብ ዓዳግን ሸዋጥን ዘራክብ መተግበሪ እዪ።

3.DOWNLOAD  ስራሕ መራከቢ

እዚ አብ ሃገርና ስራሕን ሰራሕተኛን ንምርካብ ዝተሰርሐ መተግበሪ እዪ። አብዚ መተግበሪ ስራሕተኛ ደላይ,ስራሕ ደለይን መራከብቲ አብ ኩለን ከተማታት አለው

1.ስራሕተኛ ደላይ

የመልክቱ አብ ዝብል ክፍሊ ብምእታው አብ ዘለውዎ ከተማ ብምራፅ  መልእክቲ ዘድልዮም በዝሒ ሰራሕተኛ,ፆታን ኩነታት ደሞዝን ብምጥቃስ ሰራሕተኛ ዝረክብሉ መስርሕ እዩ።

2.ስራሕ ደላይይ

ምልክታ አብ ዝብል ክፍሊ ብምእታው አብ ዝደለይዎ ከተማ ዝህልው ዕድላት ሰራሕ ዝከታተልሉን ክፍሊ እዩ።

3.መራከብቲ

ስራሕ ደለይቲ አብ ክፍሊ ምልክታ ዝረከብዎ ዕድል ስራሕ ናብቲ ናይቲ ከተማ መራከቢ ደዊሎም ሰራሕተኛ ደላይን ሰራሕ ደላይን ዝራከብሉ ክፍሊ እዩ።

4.Download community

እዚ መተግበሪ ክሳብ አብ ውሽጢ 500km ዙርያ ዝርከቡ ተጠቀምቲ collect ብምግባ ሓፋሽ ከራክብ ዝክእል መተግበሪ እዩ። ካብ ካልኦት መራከብቲ ከም በዓል imo,whatsapp,telegram,facebook ካልኦትን ዝፈልዮ እዚ መተግበር

- ተጠቀምቲ ብርሕቀት አልሹ የምፅእ

-ናይ ተጠቀምቲ ስልኪ ቁፅሪ አይጥይቅን

-ብቀሊሉ ምስ ከባቢካ ዘራክብ መተግበሪ እዩ

5.download Exam (9-12)

እዚ  ካብ 9ይ ክፍሊ ክሳብ 12 ክፍሊ አብ ኩሎም ዓይነታት ትምህርቲ ሕቶን መልስን ሒዙ ዝቀረበ መተግበሪ እዩ። ተምሃሮ ዓርሶም ዝምዙንሉን ብቅዓቶም ዘራጋግፁሉን እዪ።

መተሓሳሰቢ: እዞም መተግበርቲ (application)  አብዚ ሐዚ ሰዓት ብመልክዕ APK file እዮም ተቀሚጦም ዘለው። እዚ ማለት ድማ ዝኮነ apkfile,ጎግል (google) አይፈልጦን። ነዚ ድማ  እዞም መተግበርቲ download ክንገብሮም ከለና ካብ ጎግል ናይ መጠንቀቅታ መልእክቲ ይለአከና እዩ። ይኩን እንበር ነዚ መልክቲ ተቀቢልና ምን ዓይነት ዝመፅ ፀገም ስለዘየለ ክነውርዶም ንክእል ኢና

X